Sefneg Online English Course ሰፍነግ ኦንላይን ትምህርቲ ኢንግሊሽ ምዝገባ ትምህርቲ (+256701184568) መገምገሚ ፈተና ትምህርትና ኣብ ዕዉት ምዝዛም ሰርቲፊኬት ዘለዎ ካብ ዝተሓተ ክሳዕ ዝለዓለ ደረጃታት ንኹሉ ክእለታት ዘማልአ ብሙኩራን መመሃራን ዝወሃብ ውጽኢታዊን ግብራውን ኣመሃህራ ብርትዓዊ ዋጋ ኢንግሊሽ ካብ ገዛና እንዳ ተዛነና! መርበብ ሓበሬታና ዝበጻሕኩማ ነመስግን!